Tigrinya

ኣብ መዋእልና ካብ ዝተራእዩ ዝዓበየ ታሪኽ

  ኣብ መዋአልና ካብ ዝተራእዩ ዝዓበየ ታሪኽ አዚ ታሪኽ አዚ ዝዓበየ ታሪኽ ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝተረእየ አዩ። አዚ አቲ ዝተፈተወን ዘስካሕክሕን ታሪኽ ኣብ ሓደ ዝጠመረ አዩ።አዚ ክእ ናትኩም ፣ ናተይ ፣ ናይ አግዚኣብሄር ታሪኽ አዩ፣ ካብ ፍቕሪ ዝተበገሰ አግዚኣብሄር ንዓና ብዙሕ ገበረልና። መጽሓፍ ቅዱስ ንዓና ዘደንቅ ሓቅታት የቅርበልና።አዚ ክእ ነቲ ክሉ ዝፈጠረ ፍቑር ኣምላኽና የርአየና- ካብ መወዳአታ ዘይብሉ ጠፈር ስጋብ አቲ ደቂቅ ጻጸ። ብተወሳኺ ንሱ ንዓኹምን ንዓይን ዝፈተረ። አዚ ታሪኽ ኣብ ዝጀመረሉ አዋን፣ኩናት፣ዓመጽ፣ሕማም፣ከምኡ ውን ሓጥያት ኣይነበረን። ሰብ ኣብ ገነት ምስ ኣምላኹ ተወሃሂዱ ይነብር ነበረ።ኣምላኽ ንሰብ ብውህደት ምስኡ ክነብር ፈጠሮ።   ግፍዓዊ መጥቃዕቲ አቲ ዝዓበየ ዛንታ ታሪኽ ደቂ ሰብ ካብ መጀመርትኡ አዩ ተፈጺሙ። ወዲ ሰብ ባዕሉ ካብ ፍቁር ፈጣሪ ክፍለይ መሪጺ። ብመንገዱ ክአ ክከይድ ጀሚሩ። ሳዕቤናቱ ናይ ውሳኔና ክአ ኣብ ዓለምና ኣብዚ አዋን አዚ ንሪኦ ኣለና። ኣብ ክንዲ ነንሕድሕድና ብሰላምን ስኒትን ንነብር ፣ብጽልኢ፣ ብቅንኢ፣ ብሕማምን ፣ኩናት ንሽገር ኣለና። ኣሰር ናይዚ ኩሉ ግፍዒ ክኣ ብሰንኪ ናትና ውሽጣዊ ተነጽሎ ካብ ኣምላክና አዩ። ድሕሪኡ ግን ፣ንሕና ንባህታን ውሽታዊ ሰላምን ንጥምት።ምስ ኣምላኽና ርክብ ብምፍጣር ጥራሕ አቲ ሓቀኛ ነጻነትን ሓጎስን ክንረክቦ ንኽእል።   አቲ ዝዓበየ ፍቕራዊ ታሪኽ ኣምላኽና ስጋብ ሕጂ ዛጊድ ብደቂ ሰባት ተራኢዩ ዘይፈልጥ ዝዓበየ ናይ ፍቕሪ ግብሪ ገበረልና ።ቅድሚ 2000 ዓመት፣ አየሱስ ናብዚ መሬት መጸኣ። ኩሉ ብዛዕብኡ ዘደንቕ ነበረ፣ ትውልዱ፣ሂወቱ፣ ሞቱ፣ ትንሳኤኡ። ንሱ ጥራሕ አዩ አቲ ፍጹም ዝኮነ ሂወት ዝነበረ። መምዘኒ ኣምላኽና ጋሲናዩ ክነሓልፍ ኣይንኽአልን ! ኣምላኽና ቅዱስ አዩ ሓጥያት ክኣ ኣይጻወርን አዩ። ስለዝኾነ ክኣ ኣሂወት ንኽትረክብ ዕድል ተዋሂቡካ ኣሎ፣ አየሱስ ምእንታኻ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ስለዝኾነ ክኣ ይቅረ ተባሂልካ፣ንኩሉ ነገር። ስለዝኾነ ክኣ ሰላም ምስ ኣምላኽካን ውሽጣዊ ሂወትካን። አዚ አቲ ዝዓበየ ፍቕሪ ኣብ መዋአልና አዩ። አዚ ክኣ መሰረት ናይ ኣምላኽና መደብ ንዓና ከድሕነና አዩ። ሂወትካ ኣብ አአዳው ኣምላኽ ኣቐምጣ ድሕሪኡ ንስካ ንምንታይ ኣብ መሬት ከምዘለኻን ናበይ ከምትኸይድን ትፈልጥ።   ምፍላጥ ኣምላኽናአየሱስ አቲ ዝተሰበረ ርክብ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ደቂ ሰብን ክጽግን መጸኣ። አየሱስ ብዘይውዳእ ፍቕሪ ናኣካ ኣፍቀረካ፣ ኩሉ ዘለዎ ክኣ ሃበካ። ኣብ ክንዲ ሓጥያትካ ክኣ መቕጻዕትኻ ተቐበልልካ ከምኡ ተዘይከውን ኔሩ አቲ ሓጥያት ንዓካ ካብ ኣምላኽ ምስ ፈለየካ ኔሩ። ይኹን ድኣ አንበር አዚ መወዳአታ ናይቲ ታሪኽ ኣይኮነን ።ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ፣ኣምላኽና ንወዱ ካብ ሞት ኣተንሰኦ። ኣምላኽ ንዓኻ ይፈልጠካ አዩ።ናቱ መደብ ንዓካ አቲ ዝበለጸ አዩ።አየሱስ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣብዚ ኣሎ።ንሱ ንዓኻ አቲ ኣድላዪ ውሳኔ ኣብ ሂወትካ ንክትውስን ይጽበየካ ኣሎ፣እንታይ ወሲንካ?   አዚ ናትካ ውሳኔ አዩብኸመይ ንዓኻ ኣብ መዋእል አቲ ዝዓበየ ታሪኽ ተዛዚሙ። አቲ ምርጫ ናትካ አዩ። ሂወትካ ንመዋአል ብሕማቕ ድዩ ዝውዳእ ወይስ ዘልኣለማዊ ሂወት ምስ ኣምላኽ? አየሱስ ሓደ ክፋል ናይ ሂወትካ ክኸውን ይደልይ ኣሎ፣ሓጥያትካ ሓዲጉ ዘልኣለማዊን ውሽጣዊ ሂወት ይህበካ።ብመንገዲ አየሱስ ንስኻ ርክብ ምስ ኣምላኽ ክህልወካ ትኽእል ።አንተድኣ ክትስዕቦ ደሊኻ ሂወትካ ኣብ ኢዱ ኣንብሮ።ሂወትካ ኣብ ኢዱ ከተቐምጣ ትደልይ እንድሕር ኮንካ ስለዚ ሕጂ ጸልይ።   የሱስ ንስኻ ወዲ ኣምላኽ ምኻንካ ይኣምን። ስለ ሓጥያተይ ከምዝሞትካ ይኣምን። በጃኻ ይቕረ በለለይ እሞ ኣብ ልበይ ውሽጢ እቶ። ካብ ሞት ከምዝተንሳእካን ሕጂ ኣብዚ ከምዘለኻን ይኣምን። ንዓ እሞ መድሓንየይን ጎይታይን ኩን። ክስዕበካ ይደሊ እየ ኣሜን።   እዚ መሰረት ናይ ክርስትያን ህይወት ኢዩ፣
Titelbild Traktat Tigrinya
Herz - Punkt 1
Bild 1 Tigrinya
Getrenntzeichen - Punkt 2
Bild 2 TIgrinya
Kreuz - Punkt 3
Bild 3 Tigrinya
Bild 4 Tigrinya
Fragezeichen - Punkt 4
Afrikaner betet
TheFour

1. ጸሎት- ምስ እግዚኣብሄር ተዛረብ ርክብ ምስ አሱስ ህነጽ።

2. መጽሓፍ ቅዱስ- ብዛዕባ እግዚኣብሄን መንገዱን ንኽትመሃር ናይ

እግዚኣብሄር ቃላት ኣንብብ።

3. ቤተ ክርስትያን- ምስ ካልኦት ክርስትያን ተራኸብን ምሕዝነት

ፍጠርን።

4. ምክፋል- ወንጌልን ተሞክሮኻን ምስ ካልኦት።

 


Datum: 25.05.2016

Verwandte News
Werbung
Werbung
Livenet Service